Kishore Kumar Hits

Korchach - Ajoki текст песни

Исполнитель: Korchach

альбом: Ne Amelom


ፍቕረይ
ፍቕረይ
ፍቕረይ ኣይተማርሪ ኣጆኺ ኣለኹልኪ ረኣይኒ'ባ
ምሳኺ'ለኹ ኣብዛ ቐረባ
ፍቕረይ
ዎ ፍቕረይ
ፍቕረይ ኣይተማርሪ ኣጆኺ ኣለኹልኪ ረኣይኒ'ባ
ምሳኺ'ለኹ ኣብዛ ቐረባ
ደናበይ ዘክርዮ 'ዶ ባህረይ
ፈጺመ ከምዘይድቅስ ከይበጻሕኩ ኣብ ድላየይ
ተንቂለ ወላ በረድ ረኺበ
ብተስፋ ኣንበድቢደ ጋህሪ እንድየ ዝጽበ
'ወ ኣነ ባዶ ኸብደይ ተስፋ ድራረይ
ንስኺ'ውን ከማይ ኩኒ ፍትውተይ
'ወ ኣነ ባዶ ኸብደይ ተስፋ ድራረይ
ንስኺ'ውን ከማይ ኩኒ ፍትውተይ
(ኣጆኺ)
ብሌን ዓይንኺ ተስፋ ምልእዮ
(ኣጆኺ)
ሓደራ ፍቕረይ ከይተንብዕዮ
(ኣጆኺ)
ልዕሊ ሰማይኪ ዓይኒ ጌታ'ሎ
(ኣጆኺ)
ሰብ ሓይሊ የብሉን ወላ ይኽኣሎ
መን ኣሎ ምርኩስ ተስፋ ዝተደገፈ
መን ኣሎ ኣማን ኢሉ ዝተሰነፈ
ጸገምኪ ባሕሪ ኾይኑ እንተመጽኣኪ
ሓምቢስኪ ከኣልዮ ኸም ዓሳ ኮይንኪ
ዮናስ እኳ ኻብ ከብዲ ዓሳ
ጸሓይ ርእዩ ድሕሪ'ቲ ኣበሳ
ፍቕረይ
ፍቕረይ
ፍቕረይ ኣይተማርሪ ኣጆኺ ኣለኹልኪ ረኣይኒ'ባ
ምሳኺ'ለኹ ኣብዛ ቐረባ
ፍቕረይ
ዎ ፍቕረይ
ፍቕረይ ኣይተማርሪ ኣጆኺ ኣለኹልኪ ረኣይኒ'ባ
ምሳኺ'ለኹ ኣብዛ ቀረባ
ደናበይ ዘክርዮ 'ዶ ባህረይ
ፈጺመ ከምዘይድቅስ ከይበጻሕኩ ኣብ ድላየይ
ተንቂለ ወላ በረድ ረኺበ
ብተስፋ ኣንበድቢደ ጋህሪ እንድየ ዝጽበ
'ወ ኣነ ባዶ ኸብደይ ተስፋ ድራረይ
ንስኺ'ውን ከማይ ኩኒ ፍትውተይ
'ወ ኣነ ባዶ ኸብደይ ተስፋ ድራረይ
ንስኺ'ውን ከማይ ኩኒ ፍትውተይ
(ኣጆኺ)
ብሌን ዓይንኺ ተስፋ ምልእዮ
(ኣጆኺ)
ሓደራ ፍቕረይ ከይተንብዕዮ
(ኣጆኺ)
ልዕሊ ሰማይኪ ዓይኒ ጌታ'ሎ
(ኣጆኺ)
ሰብ ሓይሊ የብሉን ወላ ይኽኣሎ
መን ኣሎ ምርኩስ ተስፋ ዝተደገፈ
መን ኣሎ ኣማን ኢሉ ዝተሰነፈ
ጸገምኪ ባሕሪ ኾይኑ እንተመጽኣኪ
ሓምቢስኪ ከኣልዮ ከም ዓሳ ኮይንኪ
ዮናስ እኳ ኻብ ከብዲ ዓሳ
ጸሓይ ርእዩ ድሕሪ'ቲ ኣበሳ
ንዓኺ'የ ደናበይ ከም ቀደምኪ ኩንለይ ኢኺ
ኣብዛ ናይ ጻዕሪ መሬት ብርሃን ልበይ ንስኺ ኢኺ
ተስፋ'ዩ ሃብቲ ዓለም ብዘይ ተስፋ ኩሉ ብላሽ
ደና ብዘይ ብኣኺ እመንኒ ብላሽ'ዩ ብላሽ
ሓያል ኢኺ ኢለ'የ ክኣልዮ ዝብለኪ
ሕቖኺ ርእየ'የ ጽርዮ ዝብለኪ
ከነዕልለሉ ኢና ሽዑ ምስ ተሳዕረ
ሎሚ ተወዲኣ ጽባሕ ምስ ተወልደት
ኣጆኺ ደናበይ
ኣጆኺ ኮኾበይ
ኣጆኺ ወጋሕታይ
ኣጆኺ ብርሃነይ
ንዓኺ'የ ደናበይ ከም ቀደምኪ ኩንለይ ኢኺ
ኣብዛ ናይ ጻዕሪ መሬት ብርሃን ልበይ ንስኺ ኢኺ
ተስፋ'ዩ ሃብቲ ዓለም ብዘይ ተስፋ ኩሉ ብላሽ
ደና ብዘይ ብኣኺ እመንኒ ብላሽ'ዩ ብላሽ
ሓያል ኢኺ ኢለ'የ ክኣልዮ ዝብለኪ
ሕቖኺ ርእየ'የ ጽርዮ ዝብለኪ
ከነዕልለሉ ኢና ሽዑ ምስ ተሳዕረ
ሎሚ ተወዲኣ ጽባሕ ምስ ተወልደት
ኣጆኺ ደናበይ
ኣጆኺ ኮኾበይ
ኣጆኺ ወጋሕታይ
ኣጆኺ ብርሃነይ

Поcмотреть все песни артиста

Другие альбомы исполнителя

Похожие исполнители