Kishore Kumar Hits

James Lindsay - The Silent Spring текст песни

Исполнитель: James Lindsay

альбом: Strand


እዛ ዘይእድብቲ ትብልዋ ንጹህ ስማ ዝረሓቐ
ፈትያ ኣይኮነትን ንሳስ ትብል ንደገ ደገ
ኣነየ 'ናጋጌያ ኣነየ 'ናጋጌያ
ትማሊ ሰናይ ወሪቐ
ምንባራ በታቲነ'ባ
ሰይጣን ሂበዮ መሪቐ
ንሰይጣን ሂበዮ መሪቐ
እዛ ዘይእድብቲ ትብልዋ ንጹህ ስማ ዝረሓቐ
ፈትያ ኣይኮነትን ንሳስ ትብል ንደገ ደገ
ኣነየ 'ናጋጌያ ኣነየ 'ናጋጌያ
ትማሊ ሰናይ ወሪቐ
ምንባራ በታቲነ'ባ
ሰይጣን ሂበዮ መሪቐ
ንሰይጣን ሂበዮ መሪቐ
እሙን ተመሲለ'ባ ዘጀመርክዋ ፍቕሪ
ግርህንኣ መዝሚዘ ዝመንዛዕክዎ ክብሪ
ሪኣ ምስ ሰኣነቶያ ናብ ጸላም ነቒላ
ብዘይ እዱብ ተታሊላስ ዘይእድብቲ ተባሂላ
ዘይእድብቲ ዘይእድብቲ ዘይእድብቲ ተባሂላ
ንዓኻ ኽትብል
ንዓይ ክትብል እወ ያኢ ጸግዒ ዝኾና እናመሰላ
ክንደይ መስዋእቲ እምበርያ 'ታ ኸፊላ
ምሸተይ ከውግሕ ብርሃና ደፊነ ንግዳም ደርቤያ
ዓነውነው ኣቢለ እወ የዕኔያ
እዛ ዘይእድብቲ ትብልዋ ንጹህ ስማ ዝረሓቐ
ፈትያ ኣይኮነትን ንሳስ ትብል ንደገ ደገ
ኣነየ 'ናጋጌያ ኣነየ 'ናጋጌያ
ትማሊ ሰናይ ወሪቐ
ምንባራ በታቲነ'ባ
ሰይጣን ሂበዮ መሪቐ
ንሰይጣን ሂበዮ መሪቐ
እሙን ተመሲለ'ባ ዘጀመርክዋ ፍቕሪ
ግርህንኣ መዝሚዘ ዝመንዛዕክዎ ክብሪ
ሪኣ ምስ ሰኣነቶያ ናብ ጸላም ነቒላ
ብዘይ እዱብ ተታሊላስ ዘይእድብቲ ተባሂላ
ዘይእድብቲ ዘይእድብቲ ዘይእድብቲ ተባሂላ
ንዓኻ ኽትብል
ንዓይ ክትብል እወ ያኢ ጸግዒ ዝኾና ናመሰላ
ክንደይ መስዋእቲ እምበርያ 'ታ ኸፊላ
ምሸተይ ከውግሕ ብርሃና ደፊነ ንግዳም ደርቤያ
ዓነውነው ኣቢለ እውይ የዕኔያ
ሓደራ በሉ 'ሕዋት
ኣይትበልዋ ዘይእድብቲ
ሓደራኹም
ኣነየ እቲ ጠንቂ
ዝነበራ 'ናጥፊኣ
ምስተሰብረ ልባ
ቃንዝኣ ከተህድእያ
ኣብ ጸላም ተዓቒባ
ዕሽነተይ ደፊኡ ከምዘጽደፋ ዘይፈለጠ
ዘዋርያ እንዳበለ የውሬላ ዘዘርከበ
ከም ብዝሒ ምሕረቱ ይኺደና እምበር ፈጣሪ
ህይወት ሄዋን ዘበላሸወስ መሊኡዩ ኣብዛ ምድሪ
እድደይ ደደይ ድይድይድይድይ...
ተበዳሊት ተበዳሊት ተበዳሊት ጭካነ ዘይናታ
ተቐዲሑ ዘይውዳእ ባሕሪ እምነታ
እዚኣያ ንሳ ኣነየ 'ቲ ጠንቃ
ዕሽነተይ ደፊኡ ከምዘጽደፋ ዘይፈለጠ
ዘዋርያ እንዳበለ የውሬላ ዘዘርከበ
ከም ብዝሒ ምሕረቱ ይኺደና እምበር ፈጣሪ
ህይወት ሄዋን ዘበላሸወስ መሊኡዩ ኣብዛ ምድሪ
እድደይ ደደይ ድይድይድይድይ...
ተበዳሊት ተበዳሊት ተበዳሊት ጭካነ ዘይናታ
ተቐዲሑ ዘይውዳእ ባሕሪ እምነታ
እዚኣያ ንሳ ኣነየ 'ቲ ጠንቃ
ተበዳሊት ተበዳሊት ተበዳሊት ጭካነ ዘይናታ
ተቐዲሑ ዘይውዳእ ባሕሪ እምነታ
እዚኣያ ንሳ ኣነየ 'ቲ ጠንቃ
ተበዳሊት ተበዳሊት ተበዳሊት ጭካነ ዘይናታ
ተቐዲሑ ዘይውዳእ ባሕሪ እምነታ
እዚኣያ ንሳ ኣነየ 'ቲ ጠንቃ

Поcмотреть все песни артиста

Другие альбомы исполнителя

Похожие исполнители

Rura

Исполнитель

Gnoss

Исполнитель