Kishore Kumar Hits

Kudus Tesfamariam - Aytenbaya текст песни

Исполнитель: Kudus Tesfamariam

альбом: Aytenbaya


ኣይተንብዓያ
ኣይተንብዓያ ሓወይ ፍቕሪ እዩ ኣምጺእዋ
ኣይተንብዓያ
ተዘይ ተፍቅራ ኮንካ ባዕለይ ክሓታ
ኣይተንብዓያ
ሓፊረካ እምባር ሰበይ ኣሰኪፍካኒ
ኣይተንብዓያ
ክቱር ፍቕሪ እዩ ምስኣ ሒዙኒ ተረድኣኒ
ኣይተንብዓያ
ኣይተንብዓያ ሓወይ ፍቕሪ እዩ ኣምጺእዋ
ኣይተንብዓያ
ተዘይ ተፍቅራ ኮንካ ባዕለይ ክሓታ
ኣይተንብዓያ
ሓፊረካ እምባር ሰበይ ኣሰኪፍካኒ
ኣይተንብዓያ
ክቱር ፍቕሪ እዩ ምስኣ ሒዙኒ ተረድኣኒ
ኣሜን
ተሳቕ'የ እንድ'የ ሰበይ ልበይ ፈትይዋ
ይነብዕ ኣለኹ ኣብ ጸላም ኮይነ ኣብ ጽምዋ
ኣይሂ ንብዓታ ኣይከኣልኩን ክጸሮ
ሕቡእ ፍትወተይ ቀስቂሱኒ ከግህዶ
ፍረ ምስላ ኣብ ልበይ ምስ ተወቕረ
ተማሪኸ ክሰግደላ ተቐሲበ
ግደፈለይ ሰበይ ኣይተሳቕያ
ዘይተፍቅራ ተኾንካ ናተያ
ከጸናንዕ ከረስርሶ ንልባ
ደፋእ ኢለ ፍቕሪ ከላምዳ
ፍቕሪ ከላምዳ
ኣይተንብዓያ
ኣይተንብዓያ ሓወይ ፍቕሪ እዩ ኣምጺእዋ
ኣይተንብዓያ
ተዘይ ተፍቅራ ኮንካ ባዕለይ ክሓታ
ኣይተንብዓያ
ሓፊረካ እምባር ሰበይ ኣሰኪፍካኒ
ኣይተንብዓያ
ክቱር ፍቕሪ እዩ ምስኣ ሒዙኒ ተረድኣኒ
ኣሜን
ተሳቕ'የ እንድ'የ ሰበይ ልበይ ፈትይዋ
ይነብዕ ኣለኹ ኣብ ጸላም ኮይነ ኣብ ጽምዋ
ኣይሂ ንብዓታ ኣይከኣልኩን ክጸሮ
ሕቡእ ፍትወተይ ቀስቂሱኒ ከግህዶ
ፍረ ምስላ ኣብ ልበይ ምስ ተወቕረ
ተማሪኸ ክሰግደላ ተቐሲበ
ግደፈለይ ሰበይ ኣይተሳቕያ
ዘይተፍቅራ ተኾንካ ናተያ
ከጸናንዕ ከረስርሶ ንልባ
ደፋእ ኢለ ፍቕሪ ከላምዳ
ፍቕሪ ከላምዳ
ኣይተንብዓያ
ኣይተንብዓያ
ኣይተንብዓያ
ኣይተንብዓያ
ኣይተንብዓያ
ኣይተንብዓያ
ፍቕሪ እዩ ሒዙና ሓሊኹ ቐይዱ
ነኖእ ከይንብል ህዋስና ጸሚዱ
ወትሩ ንምነ ንሳ ንዓኻ ኣነ ንዓኣ
ኮንቱ ይዓርግ ይበንን እወ
ሓደራ ሓደራ ሓደራኻ ሰበይ
ከይገልጸልካ ፍቕሪ ኣነ ብምፍታወይ
ካብ ልቢ ዘይነቐለ ኣይጸንዕን እዩ ፍቕሪ
ዓርሞሽሽ እዩ ሰረቱ ኣልቦ ጻዕሪ
ሓደራ ሓደራ ሓደራኻ ሰበይ
ከይገልጸልካ ፍቕሪ ኣነ ብምፍታወይ
ካብ ልቢ ዘይነቐለ ኣይጸንዕን እዩ ፍቕሪ
ዓርሞሽሽ እዩ ሰረቱ ኣልቦ ጻዕሪ
ኣይተንብዓያ
ኣይተንብዓያ
ኣይተንብዓያ
ኣይተንብዓያ
ኣይተንብዓያ
ኣይተንብዓያ
ፍቕሪ እዩ ሒዙና ሓሊኹ ቐይዱ
ነኖእ ከይንብል ህዋስና ጸሚዱ
ወትሩ ንምነ ንሳ ንዓኻ ኣነ ንዓኣ
ኮንቱ ይዓርግ ይበንን እወ
ኣይትፍረድ ንስቓይ ግትኣዮ ንብዓታ
ዘይተፍቅራ ምፍቃረይ የብሉን ኣበሳ
ኣይትፍረድ ንስቓይ ግትኣዮ ንብዓታ
ዘይተፍቅራ ምፍቃረይ የብሉን ኣበሳ

Поcмотреть все песни артиста

Другие альбомы исполнителя

Похожие исполнители