Kishore Kumar Hits

Tsehaytu Beraki - Abashawel текст песни

Исполнитель: Tsehaytu Beraki

альбом: Selam


ኣባሻውል ዝባን ጨርሒ
ተወሊዓ ወርሒ
ካብ ሰዓት ሸሞንተ ዒስራ ጎደል
ተጸበየኒ እምበር
ወይዘሮ ሃና
ኣደ ጽጌና
ወዮ ትባና ሃባና
ዶንጊኽናና
ወይዘሮ ሃና
ኣደ ጽጌና
ወዮ ትባና ሃባና
ዶንጊኽናና
ባዛይ ከመዓልካ ከመዓልካ ትብሉኒ
እንታይ ኽትደግሙኒ
ሰበይቲ ኣቦይ ዓቢዳ
ወርቂ ኽዳና ኣንዲዳ
መን ኣንደዶ ተበሉ ባዛይ ባዛይ
ፍልይ ካብ መሓዛይ
ባዛይ ከመዓልካ ከመዓልካ ትብሉኒ
እንታይ ኽትደግሙኒ
ሰበይቲ ኣቦይ ዓቢዳ
ወርቂ ኽዳና ኣንዲዳ
መን ኣንደዶ ተበሉ ባዛይ ባዛይ
ፍልይ ካብ መሓዛይ
ወይዘሮ ሃና
ኣደ ጽጌና
ወዮ ትባና ሃባና
ዶንጊኽናና
ኣባሻውል ዝባን ጨርሒ
ተወሊዓ ወርሒ
ካብ ሰዓት ሸሞንተ ዒስራ ጎደል
ተጸበየኒ እምበር
ምኪኤለይ በዓል ዱር በረኻ
ምኪኤለይ በዓል ዱር በረኻ
ሓልወኒ ኣብ ዘለኻ ኣሊኻ
ንሰብ እኮ ትብሎ ሓደራኻ
ጊዮርጊሰይ ብዓል ጽላል ኣውሊዕ
ጊዮርጊሰይ ብዓል ጽላል ኣውሊዕ
ዘይ ጥዕና ኣይደልየካን ካልእ
ጎበዝ'የ ሸቂለ ኽበልዕ
ኣባሻውል ዝባን ጨርሒ
ተወሊዓ ወርሒ
ኣባሻውል ዝባን ጨርሒ
ተወሊዓ ወርሒ
ካብ ሰዓት ሸሞንተ ዒስራ ጎደል
ተጸበየኒ እምበር
ወይዘሮ ሃና
ኣደ ጽጌና
ወዮ ትባና ሃባና
ዶንጊኽናና
ወይዘሮ ሃና
ኣደ ጽጌና
ወዮ ትባና ሃባና
ዶንጊኽናና
ሽላ'ሎ ቆሊባ'ሎ
ሽላ'ሎ ቆሊባ'ሎ
ክንድዚ ኩርንዒት ደሎ
ሓሪስካ ምብላዕ እንከሎ
ሽላ'ሎ ቆሊባ'ሎ
ሽላ'ሎ ቆሊባ'ሎ
ክንድዚ ኩርንዒት ደሎ
ሓሪስካ ምብላዕ እንከሎ
ወይኖየ ወይኖየ ወይኖ
ወይኖየ ወይኖየ ወይኖ
ድሕሪ ገዝይ የኳድድ ኣሎ
ወይኖየ ወይኖየ ወይኖ
ወይኖየ ወይኖየ ወይኖ
ክንድዚ ኩርንዒት'ዶ ኣሎ
ወዛም ኣቲ ወዛሙ
ወዛሙ ኣቲ ወዛሙ
ኣነ [?] ንሳ ሃዳሙ
ሽላ'ሎ ቆሊባ'ሎ
ሽላ'ሎ ቆሊባ'ሎ
ክንድዚ ኩርንዒት ደሎ
ሓሪስካ ምብላዕ እንከሎ
ወዛሙ ኣቲ ወዛሙ
ወዛሙ ኣቲ ወዛሙ
ኣነ ኣስመራ ንሳ ሃዳሙ
ወይዘሮ ሃና
ኣደ ጽጌና
ወዮ ትባና ሃባና
ዶንጊኽናና
ወይዘሮ ሃና
ኣደ ጽጌና
ወዮ ትባና ሃባና
ዶንጊኽናና
ኣባሻውል ዝባን ጨርሒ
ተወሊዓ ወርሒ
ካብ ሰዓት ሸሞንተ ዒስራ ጎደል
ተጸበየኒ እምበር
ካብ ሰዓት ሸሞንተ ዒስራ ጎደል
ተጸበየኒ እምበር

Поcмотреть все песни артиста

Другие альбомы исполнителя

Похожие исполнители